እዚ ገጽ ብቋንቋታት ጀርመንን እንግሊዝን ጥራሕ ኢዩ ዝርከብ። ግን ብትግርኛ ኣብ FMZ ምኽሪ ክንህበኩም ደስ ይብለና።
ብኣካል ቆጸራ ንምሓዝ ወይ ብ ኦን-ላይን (Online) ምኽሪ ንምርካብ ርኸቡና።
ስለ ምርዳእኹም ነመስግን።
ኣብ ኣጀንዳ ናይ FMZ ኩሎም ዘለዉና ኮርሳትን ናይ ኣስተምህሮ መደባትን ትረኽቡ
ዓመታዊ ዝተፈላለዩ ኣስተምህሮታት ብመንገዲ ናይቲ ዓውዲ ክኢላታት ኣብ ሁሉው ኣገዳሲ ዛዕባታት ነቐርብ።
ብተወሳኺ ንሓድስቲ ዝመጹ መደባት ነካይድ፣ ናይ ቋንቋ ጀርመን ትምህርቲ ካልእ ዝተፈላለየ መራኸቢ ኣጋጣሚታትን ንሰርዕ።
ብዛዕባ ሃብታም ቀረባትና ሓበሬታ እብዚ ኣለኩም።
Informationen zu Pensionskasse und Dienstleistungen der Spitex und SRK
Informationen zu Pensionskasse und AHV - Pfarreiheim St. Johannes, Zug
Beim Schiffsteg am Zugersee, Platz hinter Speck Gelateria am See, Zug
(Bei Regen @FMZ, Chamerstr. 50, 6300 Zug)