ማእከል ሓበሬታን ምኽርን
ምኽሪ ኣብ መስመር (Online)
DE AR BHS EN ES FA FR H IT PT RU SHQ தமிழ் TRK

እዚ ገጽ ብቋንቋታት ጀርመንን እንግሊዝን ጥራሕ ኢዩ ዝርከብ። ግን ብትግርኛ ኣብ FMZ ምኽሪ ክንህበኩም ደስ ይብለና።

ብኣካል ቆጸራ ንምሓዝ ወይ ብ ኦን-ላይን (Online) ምኽሪ ንምርካብ ርኸቡና።

ስለ ምርዳእኹም ነመስግን።


ብኣካል ምምልካት ወይ ብ ኦን-ላይን (Online) ምኽሪ
Agenda 2023
ኣጀንዳ ናይ

ኣጀንዳ ናይ

ዘለዉና ቀረባትን ናይ ኣስተምህሮ መደባትን ፈትሹ

ሓደስቲ ኣብ ዙግ (Zug)

ብዛዕባ ዙግ፣ ሕግታትን ባህልን ሓበሬታ ክትረኽቡ ትደልዩ‘ዶ?
ሌላ ምስ ሓደስቲ ሰባት?

ቋንቋ ጀርመን ምምሃር

ቋንቋ ጀርመን ምምሃር

ዝሰማምዓኩም ኮርስ ናይ ቋንቋ ጀርመን ወይ ድማ ሓጺር ኮርስ ቋንቋ ጀርመን ንጀመርቲ ክትማሃሩ ትደልዩ‘ዶ ? ቋንቋ ጀርመንኩም ንምህብታምን ሓደስቲ ነገራት ብዛዕባ ዙግ ንምፍላጥን?

ፈተና ቋንቋ ጀርመን፣ Goethe ን fide ን

ፈተና ቋንቋ ጀርመን፣ Goethe ን fide ን

ሰርቲፊኬት ናይ ቋንቋ ጀርመን ንመንበሪ ወረቐት፣ ንዜግነት ምሕታት፣ ንላዕለዋይ ትምህርቲ፣ ከምኡ‘ውን ንሞያ ትደልዩ‘ዶ?

ምሕደራ፣ ምኽሪ፣ ሙቱርጋምን ምክትታልን

ምሕደራ፣ ምኽሪ፣ ሙቱርጋምን ምክትታልን

ምኽርታት ብቋንቋ ኣዴኹም ትደልዩ ዲኹም? ወይ ሓገዝ ኣብ ምምላእ ፎርምታትን ደብዳቤታት ምጽሓፍን? ጹሑፍት ኣብ ምድላው ወይ ናይ ግብሪ ወረቓቕቲ ኣብ ምምላእ ሓገዝ ትደለዩ‘ዶ?

መንበሪ ወረቐት

ብዛዕባ ሕግታትን መሰላትን ግዴታታትን ሓበሬታ ክትረኽቡ ትደልዩ‘ዶ?

ቤት-ትምህርቲ

ቤት-ትምህርቲ

ብዛዕባ ኣብያተ-ትምህርቲ፣ ሞያዊ ስልጠናታትን ንዘለካ ዲፕሎማ ኣፍልጦ ምሃብን ሓበሬታታት ትደልዩ‘ዶ?

ስራሕ

ስራሕ

ስራሕ ንምጅማር ወይ እንደገና ስራሕ ንምርካብ ትግደሱ‘ዶ ፣ ብዛዕባ ስራሕ ጠጠው ምባልን መሰል-ስራሕን ከ ሕቶታት ኣለኩም‘ዶ?

ምትእስሳርን ተሞክሮታትን

ንነበርቲ ደቂ-ዓዲን ካልኦት ሓደስቲ ተቐማጦን ክትላለዩ ትደልዩ‘ዶ?

ምድፋእ ዕድመ፣ ጥሮታን ምምልስ ናብ ዓዲን

ብዛዕባ ቅድመን ድሕረን ጥሮታ ሓበሬታታት ትደልዩ‘ዶ ወይ ድማ ምኽሪ ብዛዕባ ምምላስ ናብ ዓዲ?