ማእከል ሓበሬታን ምኽርን
DE AR BHS EN ES FA FR H IT PT RU SHQ தமிழ் TRK

እዚ ገጽ ብቋንቋታት ጀርመንን እንግሊዝን ጥራሕ ኢዩ ዝርከብ። ግን ብትግርኛ ኣብ FMZ ምኽሪ ክንህበኩም ደስ ይብለና።

ብኣካል ቆጸራ ንምሓዝ ወይ ብ ኦን-ላይን (Online) ምኽሪ ንምርካብ ርኸቡና።

ስለ ምርዳእኹም ነመስግን።


ብኣካል ምምልካት ወይ ብ ኦን-ላይን (Online) ምኽሪ
FMZug Contact

ክትረኽቡና

ሓበሬታ ኣብ መቐበሊ (Welcome Desk)

ብዛዕባ ንሕግትታት ዝምልከቱ ሕቶታትን ከምኡ`ውን ብዙሓት ካንቶን ዙግ ንነበርቱ ዘቕርበሎም ተኽእሎታትን ክንሕብረኩም ደስ ይብለና። ምዝገባ ንብኣካል ዝግበር ፈላሚ ምዝርራብ ኣብ መቕበሊ (Welcome Desk) ኢዩ።

Fachstelle Migration Zug

Chamerstrasse 50
6300 Zug

ሞጋዓዝያ

ኣብቲ ቅድሚ ህንጻ ፓርክ ንመኪና የለን። ብባቡር ወይ ብኣውቶቡስ ቁጽሪ 7 ንእትጉዓዙ ትወርዱሉ ቦታ «Zug Schutzengel».
Parkplatz beim Hafen. ፓርክ መኪና ኣብ ገምገም ባሕሪ