እዚ ገጽ ብቋንቋታት ጀርመንን እንግሊዝን ጥራሕ ኢዩ ዝርከብ። ግን ብትግርኛ ኣብ FMZ ምኽሪ ክንህበኩም ደስ ይብለና።
ብኣካል ቆጸራ ንምሓዝ ወይ ብ ኦን-ላይን (Online) ምኽሪ ንምርካብ ርኸቡና።
ስለ ምርዳእኹም ነመስግን።
ቤት-ጽሕፈት ስደተኛታት ዙግ (Fachstelle Migration Zug) (FMZ) ካብ 1964 ጀሚሩ ኣብ ካንቶን ዙግ ዝቕመጡ ስደተኛታት ዝውከሱሉ ቤት-ጽሕፈቲ ኢዩ።