ማእከል ሓበሬታን ምኽርን
DE AR BHS EN ES FA FR H IT PT RU SHQ தமிழ் TRK

እዚ ገጽ ብቋንቋታት ጀርመንን እንግሊዝን ጥራሕ ኢዩ ዝርከብ። ግን ብትግርኛ ኣብ FMZ ምኽሪ ክንህበኩም ደስ ይብለና።

ብኣካል ቆጸራ ንምሓዝ ወይ ብ ኦን-ላይን (Online) ምኽሪ ንምርካብ ርኸቡና።

ስለ ምርዳእኹም ነመስግን።


ብኣካል ምምልካት ወይ ብ ኦን-ላይን (Online) ምኽሪ
ፈተና ቋንቋ ጀርመን፣ Goethe ን fide ን

ፈተና ቋንቋ ጀርመን፣ Goethe ን fide ን

ሰርቲፊኬት ናይ ቋንቋ ጀርመን ንመንበሪ ወረቐት፣ ንዜግነት ምሕታት፣ ንላዕለዋይ ትምህርቲ፣ ከምኡ‘ውን ንሞያ ትደልዩ‘ዶ?

መንበሪን: C ወረቐትን: ዜግነትን

መንበሪን: C ወረቐትን: ዜግነትን

ፈተናታት ንመንብሪን፣ ወረቐት ንምቕያርን(C)፣ ዜግነትን (ፈተናታት Goethe ን fide ን)

Goethe - ሰርቲፊኬት A1 - C2

Goethe - ሰርቲፊኬት A1 - C2

ዓለም-ለኻዊ ኣፍልጦ ዘለዎ ናይ ቋንቋ ሰርቲፊኬት

ፈተና-fide A1 - B1

ፈተና-fide A1 - B1

ኣብ ስዊዝ ኣፍልጦ ዘለዎ መረጋገጺ ብቕዓት ቋንቋ

ፍልልይ ፈተናታት ናይ Goethe ን  fideን

ፍልልይ ፈተናታት ናይ Goethe ን fideን

ብዛዕባ ዝሕተት ቅድመ-ምድላው፣ ኣፍልጦ፣ ዋጋታት፣ ከምኡ‘ውን ቆጸራታት ኣብዚ ዝርዝር ክትረኽቡ ትኽእሉ