ማእከል ሓበሬታን ምኽርን
DE AR BHS EN ES FA FR H IT PT RU SHQ தமிழ் TRK

እዚ ገጽ ብቋንቋታት ጀርመንን እንግሊዝን ጥራሕ ኢዩ ዝርከብ። ግን ብትግርኛ ኣብ FMZ ምኽሪ ክንህበኩም ደስ ይብለና።

ብኣካል ቆጸራ ንምሓዝ ወይ ብ ኦን-ላይን (Online) ምኽሪ ንምርካብ ርኸቡና።

ስለ ምርዳእኹም ነመስግን።


ብኣካል ምምልካት ወይ ብ ኦን-ላይን (Online) ምኽሪ
ምሕደራ፣ ምኽሪ፣ ሙቱርጋምን ምክትታልን

ምሕደራ፣ ምኽሪ፣ ሙቱርጋምን ምክትታልን

ምኽርታት ብቋንቋ ኣዴኹም ትደልዩ ዲኹም? ወይ ሓገዝ ኣብ ምምላእ ፎርምታትን ደብዳቤታት ምጽሓፍን? ጹሑፍት ኣብ ምድላው ወይ ናይ ግብሪ ወረቓቕቲ ኣብ ምምላእ ሓገዝ ትደለዩ‘ዶ?

ኣገልግሎት ምኽሪ - 16 ቋንቋታት

ኣገልግሎት ምኽሪ - 16 ቋንቋታት

ብውልቂ ናይ 30 ደቒቕ ኣገልግሎት ምኽሪ ብ 16 ቋንቋታት

ምትርጓም ብቓልን ጹሑፍን

ምትርጓም ብቓልን ጹሑፍን

ናይ ምቱርጋም ስራሓት ንውልቀ-ሰባት ይኹን ንትካላት ንወስድ ኢና - 16 ቋንቋታት

ምሕደራ

ምሕደራ

ኣብ ምቱርጋም፣ ደብዳቤታት ምጽሓፍ፣ ወይ ፎርምታትን ናይ ግብሪ ወረቓቕትን ኣብ ምምላእ ደገፋት ትረኽቡ

ኣገልግሎት ምኽሪ ንኮርስ ናይ ቋንቋ ጀርመን

ኣገልግሎት ምኽሪ ንኮርስ ናይ ቋንቋ ጀርመን

ብኽብረትኩም ርኸቡና - ምኽሪ ክንህበኩም ደስ ይብለና

Welcome Desk ን ሓበሬታ ብ Online (ኦን-ላይን)ን

Welcome Desk ን ሓበሬታ ብ Online (ኦን-ላይን)ን

ንቐለልትን ሓጸርትን ሕቶታት መልሲታት ትረኽቡ

ምክትታል

ምክትታል

ሓደ-ን-ሓደ ሓገዝ ንሓጺርን ዝተወሰነ ግዜን ክሰቡሉ (እንተተኻኢሉ ብቋንቋ ኣደ)