ማእከል ሓበሬታን ምኽርን
DE AR BHS EN ES FA FR H IT PT RU SHQ தமிழ் TRK

እዚ ገጽ ብቋንቋታት ጀርመንን እንግሊዝን ጥራሕ ኢዩ ዝርከብ። ግን ብትግርኛ ኣብ FMZ ምኽሪ ክንህበኩም ደስ ይብለና።

ብኣካል ቆጸራ ንምሓዝ ወይ ብ ኦን-ላይን (Online) ምኽሪ ንምርካብ ርኸቡና።

ስለ ምርዳእኹም ነመስግን።


ብኣካል ምምልካት ወይ ብ ኦን-ላይን (Online) ምኽሪ
ቋንቋ ጀርመን ምምሃር

ቋንቋ ጀርመን ምምሃር

ዝሰማምዓኩም ኮርስ ናይ ቋንቋ ጀርመን ወይ ድማ ሓጺር ኮርስ ቋንቋ ጀርመን ንጀመርቲ ክትማሃሩ ትደልዩ‘ዶ ? ቋንቋ ጀርመንኩም ንምህብታምን ሓደስቲ ነገራት ብዛዕባ ዙግ ንምፍላጥን?

ኣገልግሎት ምኽሪ ንኮርስ ናይ ቋንቋ ጀርመን ብ 16 ቋንቋታት

ኣገልግሎት ምኽሪ ንኮርስ ናይ ቋንቋ ጀርመን ብ 16 ቋንቋታት

ብኽብረትኩም ርኸቡና - ምኽሪ ክንህበኩም ደስ ይብለና

ሓጺር ኮርስ ጀርመን (Deutsch) ንጀመርቲ

ሓጺር ኮርስ ጀርመን (Deutsch) ንጀመርቲ

ቋንቋ ጀርመን ንመዓልታዊ ንጥፈታት፣ ምስናይ ነጻ ምኽሪ ብዛዕባ ጀርመን ኮርስ

ጀርመን ኣብ ገምገም ባሕሪ

ጀርመን ኣብ ገምገም ባሕሪ

ቋንቋ ጀርመን ኣብ ገምገም ባሕሪ ንሓደስቲ

ጀርመን ኣብ ምምሕዳር ከባቢ (Gemeinde) ን Pro Arbeit ን

ጀርመን ኣብ ምምሕዳር ከባቢ (Gemeinde) ን Pro Arbeit ን

ኮርሳት ቋንቋ ጀርመን ብሑሱር ዋጋ ኣብ ካንቶን ዙግ

ሓደስቲ ብሓባር ኣብ ዙግ (Zug)

ሓደስቲ ብሓባር ኣብ ዙግ (Zug)

ብዛዕባ ሂወት ኣብ ዙግ ሓበሬታ ንምርካብ፣ ቃንቃ ጀርመን ንምዝራብን ሰባት ንምልላይን

ውሃብቲ ውልቃዊ  ኮርስ ቋንቋ ጀርመን ኣብ ካንቶን ዙግ

ውሃብቲ ውልቃዊ ኮርስ ቋንቋ ጀርመን ኣብ ካንቶን ዙግ

ኣገልግሎት ምኽሪ ንናይ ጀርመን ኮርስ ንምርካብ ምጹና - ናይ ኩሎም ወሃብቲ ኮርስ ኣብ ካንቶን ዙግ ዝርዝር ኣለና።