ማእከል ሓበሬታን ምኽርን
DE AR BHS EN ES FA FR H IT PT RU SHQ தமிழ் TRK

እዚ ገጽ ብቋንቋታት ጀርመንን እንግሊዝን ጥራሕ ኢዩ ዝርከብ። ግን ብትግርኛ ኣብ FMZ ምኽሪ ክንህበኩም ደስ ይብለና።

ብኣካል ቆጸራ ንምሓዝ ወይ ብ ኦን-ላይን (Online) ምኽሪ ንምርካብ ርኸቡና።

ስለ ምርዳእኹም ነመስግን።


ብኣካል ምምልካት ወይ ብ ኦን-ላይን (Online) ምኽሪ
ምትእስሳርን ተሞክሮታትን

ምትእስሳርን ተሞክሮታትን

ንነበርቲ ደቂ-ዓዲን ካልኦት ሓደስቲ ተቐማጦን ክትላለዩ ትደልዩ‘ዶ?

ኣገልግሎት ምኽሪ ብ 16 ቋንቋታት

ኣገልግሎት ምኽሪ ብ 16 ቋንቋታት

ንናይ ፍርቂ-ሰዓት ብቋንቋ ኣደ ብሓደ ክኢላ ዝውሃብ ኣገልግሎት ምኽሪ ንምርካብ ኣመልክቱ

Host ፕሮግራም

Host ፕሮግራም

ምስ ነበርቲ ዙግ ንምልላይ

Fussball WM der Nationen

Fussball WM der Nationen

Kommen Sie vorbei! Zuger Migrationsgruppen spielen in der "Zuger Weltmeisterschaft der Nationen"

ባዓል ናይ ሃገራት

ባዓል ናይ ሃገራት

ተሳተፉ: 30 ማሕበራት ናይ ሰደተኛታት ባህሎምን ኣመጋግብኦምን የላልዩ

ሓደስቲ ብሓባር ኣብ ዙግ (Zug)

ሓደስቲ ብሓባር ኣብ ዙግ (Zug)

ብዛዕባ ሂወት ኣብ ዙግ ሓበሬታ ንምርካብ፣ ቃንቃ ጀርመን ንምዝራብን ሰባት ንምልላይን

ማሕበር ስደተኛታት ዙግ

ማሕበር ስደተኛታት ዙግ

ምስ ደቂ ሃገርካ ብሙኻን ምስ ሓደ ካብ ቡዙሓት ናይ ስደተኛታት ማሕበራት ኣብ ካንቶን ዙግ ተኣሳስሩ

ማሕበራት ኣብ ዙግ

ማሕበራት ኣብ ዙግ

ምስ ሓንቲ ካብ ቡዙሓት ምሕበራት ኣብ ዙግ ተሳተፍ