ማእከል ሓበሬታን ምኽርን
DE AR BHS EN ES FA FR H IT PT RU SHQ தமிழ் TRK

እዚ ገጽ ብቋንቋታት ጀርመንን እንግሊዝን ጥራሕ ኢዩ ዝርከብ። ግን ብትግርኛ ኣብ FMZ ምኽሪ ክንህበኩም ደስ ይብለና።

ብኣካል ቆጸራ ንምሓዝ ወይ ብ ኦን-ላይን (Online) ምኽሪ ንምርካብ ርኸቡና።

ስለ ምርዳእኹም ነመስግን።


ብኣካል ምምልካት ወይ ብ ኦን-ላይን (Online) ምኽሪ
ሓደስቲ ኣብ ዙግ (Zug)

ሓደስቲ ኣብ ዙግ (Zug)

ብዛዕባ ዙግ፣ ሕግታትን ባህልን ሓበሬታ ክትረኽቡ ትደልዩ‘ዶ?
ሌላ ምስ ሓደስቲ ሰባት?

መባእታዊ ሓበሬታ - 16 ቋንቋታት

ብዛዕባ ሂወት ኣብ ዙግ ሓበሬታታት ትረኽቡ

Host ፕሮግራም

Host ፕሮግራም

ምስ ነበርቲ ዙግ ንምልላይ

Grüezi (ሰላም) ስዊዘርላንድ

Grüezi (ሰላም) ስዊዘርላንድ

ባህላዊ ፉሉይነት ናይ ስዊዛውያን ንምፍላጥ
(ብእንግሊዝ)

ሓጺር ኮርስ ጀርመን (Deutsch) ንጀመርቲ

ሓጺር ኮርስ ጀርመን (Deutsch) ንጀመርቲ

ቋንቋ ጀርመን ንመዓልታዊ ንጥፈታት፣ ምስናይ ነጻ ምኽሪ ብዛዕባ ጀርመን ኮርስ

ሓደስቲ ብሓባር ኣብ ዙግ (Zug)

ሓደስቲ ብሓባር ኣብ ዙግ (Zug)

ብዛዕባ ሂወት ኣብ ዙግ ሓበሬታ ንምርካብ፣ ቃንቃ ጀርመን ንምዝራብን ሰባት ንምልላይን

ሕጊ ወጻእተኛታትን ኢንተግሬሽንን (AIG)

ሕጊ ወጻእተኛታትን ኢንተግሬሽንን (AIG)

ብዛዕባ ሕግታትን መሰላትን ግዴታታትን ንምንባር ኣብ ስዊዝ ሓበሬታ ንምርካብ።
ብእንግልዝን ካልኦት ዝተፈላለዩ ቋንቋታትን