ማእከል ሓበሬታን ምኽርን
DE AR BHS EN ES FA FR H IT PT RU SHQ தமிழ் TRK

እዚ ገጽ ብቋንቋታት ጀርመንን እንግሊዝን ጥራሕ ኢዩ ዝርከብ። ግን ብትግርኛ ኣብ FMZ ምኽሪ ክንህበኩም ደስ ይብለና።

ብኣካል ቆጸራ ንምሓዝ ወይ ብ ኦን-ላይን (Online) ምኽሪ ንምርካብ ርኸቡና።

ስለ ምርዳእኹም ነመስግን።


ብኣካል ምምልካት ወይ ብ ኦን-ላይን (Online) ምኽሪ
ምድፋእ ዕድመ፣ ጥሮታን ምምልስ ናብ ዓዲን
ምድፋእ ዕድመ፣ ጥሮታን ምምልስ ናብ ዓዲን

ምድፋእ ዕድመ፣ ጥሮታን ምምልስ ናብ ዓዲን

ብዛዕባ ቅድመን ድሕረን ጥሮታ ሓበሬታታት ትደልዩ‘ዶ ወይ ድማ ምኽሪ ብዛዕባ ምምላስ ናብ ዓዲ?

ብሓባር ምእራግ ኣብ ዙግ

ብሓባር ምእራግ ኣብ ዙግ

ምስ ካልኦት ጥሮታ ዝወጹን ክኢላታትን ብምዃን ብዛዕባ ሕቶታት ናይ እርጋንን ጥሮታን ምምላስ ናብ ዓዲን ንምምይያጥ፣ ብጀርመን (ብቐሊል ኣዘራርባ)